Closed
ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብናይ ኤሴልምፒ KFW4 በጀት ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆፎ ንህቢ ምስ መሉእ ቀረቡ ማለት እዉን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ :ሞተራት ማይ ብረቆሒ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ