ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 5, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 1, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed ፀጋዴን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ፋፂ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ሳይንተርያስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 7, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፀጋዴን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ፋፂ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ሳይንተርያስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ፀጋይን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ሩባ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ኢንዳስተሪስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 7, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፀጋይን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ሩባ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ኢንዳስተሪስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 2, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 2, 2018 11:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብናይ ኤሴልምፒ KFW4 በጀት ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆፎ ንህቢ ምስ መሉእ ቀረቡ ማለት እዉን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ :ሞተራት ማይ ብረቆሒ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብናይ ኤሴልምፒ KFW4 በጀት ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆፎ ንህቢ ምስ መሉእ ቀረቡ ማለት እዉን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ :ሞተራት ማይ ብረቆሒ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ይዕድም
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 5:30 ደ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ መሳርሒ ህንፃ 20000 ፡ ሞተር ናይ ማይ 8000 ፡ ፈልሲ ጣብያ 30000 ፡ ናይ ሓባር ዒላ 30000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 27, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 27, 2018 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ከተማ ድብድቦ ኣብ ናይ 2018 ባጀት ዓመት ንዝርገሐ መስመር ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ HDPE ቱቦን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2018 6:05 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2018 8:00 ቅ/ሰዓትቦታድብድቦናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ከተማ ድብድቦ ኣብ ናይ 2018 ባጀት ዓመት ንዝርገሐ መስመር ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ HDPE ቱቦን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ንቤት ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 3:05 ቅ/ሰዓትቦታዓዲ ጉዶምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ንቤት ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ