ተዓፅዩ

ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብናይ ኤሴልምፒ KFW4 በጀት ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆፎ ንህቢ ምስ መሉእ ቀረቡ ማለት እዉን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ :ሞተራት ማይ ብረቆሒ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 5:30 ደ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ መሳርሒ ህንፃ 20000 ፡ ሞተር ናይ ማይ 8000 ፡ ፈልሲ ጣብያ 30000 ፡ ናይ ሓባር ዒላ 30000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ