ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መስኖ ዝራእቲ (Seed) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃን ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ (Construaction and Agricultural Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ