ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዝራብዕ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 18, 2018 8:40 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዝራብዕ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ጣብያ ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጩት ደርሁን ናይ ቀለብ ደርሁን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 18, 2018 4:45 ቅ/ሰዓትቦታቀይሕ ተኽሊናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ጣብያ ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጩት ደርሁን ናይ ቀለብ ደርሁን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2018 3:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታእምባ ኣላጀናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤ/ዕ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ን ናይ ዘርኢን ሴፍቲ ን ብፕሮፎርማ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታክልተ ኣዉላዕሎናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎት ይፈላላልዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤ/ዕ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ን ናይ ዘርኢን ሴፍቲ ን ብፕሮፎርማ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 8:40 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2018 8:40 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::