ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡ <div class="table-responsive"> <table class="table table-striped"> <thead><tr><th> </th><th>ዓይነት ንብረት</th><th>መለክዒ</th><th> በዝሒ</th><th> ነፀላ ዋጋ</th><th> ጠቕላላ ዋጋ</th><th>መብርሂ</th></tr></thead><tbody> <tr><td>1</td><td> ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)</td><td>ኩንታል</td><td> 109.00</td><td></td><td></td><td> ብመረት ስፐስፊኬሽ</td></tr> </tbody> </table> </div>ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ዓይነት ንብረትመለክዒ በዝሒ ነፀላ ዋጋ ጠቕላላ ዋጋመብርሂ1 ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)ኩንታል 109.00 ብመረት ስፐስፊኬሽ">ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UN Women Food Security ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Furit and Vegetable,seeds and seedings ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ የጭላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ፕሮግራም PSNP-5 / ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ ግልጋሎት ዝውዕላ pakege Three Forestry seeds/ ናይ ደኒ አግራብ ዘርኢ መቅረብቲ ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቀይሕ ተኽሊ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዕራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል በጀት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳና ካብ ናይ ሴፍትኔት ካፒታል በጀት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ፡- ናይ ኢ/ማቴሪያልን ማይ ኣቁሒትን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/001/25 2. ናይ ፈልሲ ጣብያ ናዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/A/G/002/25 3. ናይ 45 መዓልቲ ጨቃዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/003/25 4. ናይ ዉፅኢት ማዕድን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/004/25 ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወራዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዘፍር ቁጠባ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ግልጋሎት ዝዉዕላ ደርሁት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 4 ወረዳታት ትግራይ (ማይጨው፣ ኣዕቢ፣ ዓድዋን ናዕዴርን) ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ኮሌጅና ቀፅሪ ግቢ ዝትከሉ ናይ ግሪነሪ ተኽልን ሳዕርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ክስትህ ዕፋን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪ ኣቑሕት ፣ቶታልስቴሽን: ናይ ፅባቐ ተክልታት ታን ዕንበባታትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ