ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ አብ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ብቃልኪዳን ሰቆጫ ሰቆጣ ዲክላሪሽን ንወረዳ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ንስርዓት አመጋግባ ወይድማ ኑትሪሸን መጎልበቲ ንሓረስቶት ግልጋሎት ዝዉዕላ ደርሆ ምስናይ ሓፂር ግዜ ዝጥቀማሉ ምግቢ ኣብ ዘርፊ ንግዲ ንዝተዋፈሩ መቅረበቲ ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንዳባ ጉና ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ደርሁ ማለት እዉን ጨቃዊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፍረወይኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሃፍቲ እንስሳት ኣቁሑት ፣ ኤሌትሪካል ጀኔሬተርን ናይ ማይ ፓምፕ ጀኔሬተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ካብ ዝተመደበሎም ናይ ሰቆጣ ቃልኪዳን በጀት ናይ ጨቆዊት ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና ሎት ዘርኢ ጥረ ምረን ብንጥረ ምግብ ዝበልፀገ ዘርኢ ዕፉንን ሂርሜቲክ ባግን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ሞተር ማይ ፡ እታወታት ሕርሻ ፡ ዘበናዊ ቆፎ ንህቢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና ሎት ክልተ ሶላር ዋተር ፓምፕ ሎት ሰለሰተ ናይ ደርሆ መመገቢ ኣቅሑትን ናይ ገዛ ኣቅሑትን ሎት ኣርባዕተ ናይ ደርሆ ቀለብ መኖ ሎት ሓሙሸተ ብንጥረ ምግቢ ዝበልፀጉ ዘርኢ ዕፉን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንዘፈር ቁጠባ ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕላ ናይ ስጋን እንቁላሊሕን ደርሁ ማለት እዉን ድዋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ ቢሮ መገልገሊ ኣቅሑት ማለት እዉን ኦፊስ ፈርንቸር ሎት ክልተ ዘማናዊ ቆፈን ናይ ማዕር መገልገሊ ናዉቲን ሎት ሰለሰተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ናዉትን ሎት ኣርባዕተ ዘርኢ ቀለብ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ካብ ዝተመደበሎም ናይ ሰቆጣ ቃልኪዳን በጀት ናይ ጨቆዊት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ