ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ SLMP በጀት ዝከፈለ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ ኣትክልትን ፍራምረን :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ናዉቲ ሕርሻ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ናይ እንስሳ ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንአገልግሎት ዝዉዕል ናይ ደርሆ ምርባሕን ኣዕዋፍ ካብ ቃልኪዳን ስቆጣ ዲክላሪሽን ብዝረከቦ በጀት ናይ ዶሃን ዝዓይነትን ጮቃዊት 45 መዓልቲ ዝገበራ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃን ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ (Construaction and Agricultural Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ጣብያ ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጩት ደርሁን ናይ ቀለብ ደርሁን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቀይሕ ተኽሊ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤ/ዕ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ን ናይ ዘርኢን ሴፍቲ ን ብፕሮፎርማ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ