ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 03/08/2017ዓ/ም ጀሚሩ ከሳብ ዕለት 24/08/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።