ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ብናይ ደገ ሒሳብ ክኢላ ከሰርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 6, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ብናይ ደገ ሒሳብ ክኢላ ከሰርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ሓድነት ሸማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10.5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external auctor/ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘሎዎ ኾይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ መዘርዝራት ኦዲት ንምግባር ዘኽእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ሓድነት ሸማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10.5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external auctor/ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘሎዎ ኾይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ መዘርዝራት ኦዲት ንምግባር ዘኽእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ተራድኦ ምድሓን ኣዴታት ትግራይ፣ ካብ 11/9/2015 ዓ/ም ክሳብ 30/11/2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘሎ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00 ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ተራድኦ ምድሓን ኣዴታት ትግራይ፣ ካብ 11/9/2015 ዓ/ም ክሳብ 30/11/2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘሎ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቛሕን ዕዳጋ ቐዳም ናይ 2017 በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ/ፋይናንስ ስራሕቲ / ብሕጋወያን ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መስከረም 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቛሕን ዕዳጋ ቐዳም ናይ 2017 በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ/ፋይናንስ ስራሕቲ / ብሕጋወያን ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፋይናንስ ስራሕቲ ኣፈፃፅማ ብናይ ደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፋይናንስ ስራሕቲ ኣፈፃፅማ ብናይ ደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 10, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 10, 2017 10:20 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ሒሳብ ናይ ደገ ኦዲት/external audit/ ከግብር ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 6, 2017 4:10 ደ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ሒሳብ ናይ ደገ ኦዲት/external audit/ ከግብር ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 27, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 27, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 27, 2017 10:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::