ን2ይ ገዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማደኣት ካብ 2010 ክሳብ 2012 ዓ/ም ንሰለስተ ዓመት ኣጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝገብሩ ናይ ደገ አዲተር ክትወዳደሩ ትደልዩ፡፡ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።