ቤት ፅሕፈት 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ 1 ሓምለ 2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ 2011ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቕስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክትገብር ስለዝደለየት ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።