ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ኣክሲዮን ኢንስቲትዩት ኒው ሚለንየም ብናይ ደገ ኣማኸርቲ ማሃንዲሳት ናይ ፐርፎርማንስ ኦዲት /Performance Audit ኣግቢሩ ሪፓርትን ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሰነዳትን መይላታትን ተጠቒሙ ተወሰኽቲ ናይ ምርመራ /ኢንቨስትገቲቨ/ ከግብር ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ኣክሲዮን ኢንስቲትዩት ኒው ሚለንየም ብናይ ደገ ኣማኸርቲ ማሃንዲሳት ናይ ፐርፎርማንስ ኦዲት /Performance Audit ኣግቢሩ ሪፓርትን ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሰነዳትን መይላታትን ተጠቒሙ ተወሰኽቲ ናይ ምርመራ /ኢንቨስትገቲቨ/ ከግብር ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደለ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደለ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዕዳጋ ሓሙስናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 12, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታፍረወይኒናይ ደኩመንት ዋጋ30.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ድርጅትና መትክልና ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ደገ ኦዲተራት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣወዳዲሩ ናይ ውሽጡ ሒሳብ ኦዲት ከግብር ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 7, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ድርጅትና መትክልና ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ደገ ኦዲተራት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣወዳዲሩ ናይ ውሽጡ ሒሳብ ኦዲት ከግብር ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ሓድነት ሸማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10.5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external auctor/ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘሎዎ ኾይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ መዘርዝራት ኦዲት ንምግባር ዘኽእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ሓድነት ሸማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10.5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external auctor/ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘሎዎ ኾይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ መዘርዝራት ኦዲት ንምግባር ዘኽእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ኮለጅ ካብ ዕለት 01/11/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ኬዝ ኦዲት ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ኮለጅ ካብ ዕለት 01/11/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ኬዝ ኦዲት ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ብናይ ደገ ሒሳብ ክኢላ ከሰርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ብናይ ደገ ሒሳብ ክኢላ ከሰርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ሓድነት ሽማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10,5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external audtor/ ኦዲት ንምግባር ዘኸእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 7, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ሓድነት ሽማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10,5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external audtor/ ኦዲት ንምግባር ዘኸእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡