ማሕበርና ተሰፋ ዕቋርን ልቓሕን ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብ/ስራ/ማሕበር ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ስራሕቲ ማለትውን (ካብ ነሓሰ 2016 ክሳብ ሓምለ 2017ዓ.ም) ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ስራሕቲ ተሰሪሑ ክቕርበልና ስለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።