ግልፂ ጨረታClosed ማሕበርና ወዛም ዓለባ ዓዲ ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ካብ ሓምለ -1/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ- 30/2018 ማለት ድማ ናይ ሓደ ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ክነግብር ንደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 10, 2018 7:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 7, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበርና ወዛም ዓለባ ዓዲ ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ካብ ሓምለ -1/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ- 30/2018 ማለት ድማ ናይ ሓደ ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ክነግብር ንደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2025 ክሳብ Jun 30-2026 (ናይ 2018 በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 2, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 26, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2025 ክሳብ Jun 30-2026 (ናይ 2018 በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ትካልና ፍረ-ስወኣት ኢንዳስትሪ ሓላ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ቀሪቡ ብዘሎ ዝርዝር ፕሮፎርማ መሰረት ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ሕጋዊ ፍቐድ ንዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፍረ-ስወኣት ኢንዳስትሪ ሓላ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ቀሪቡ ብዘሎ ዝርዝር ፕሮፎርማ መሰረት ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ሕጋዊ ፍቐድ ንዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ብ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይ 2018 ዓ/ም ናይ ሒሳብ መዝገብ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ:ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 10:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ብ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይ 2018 ዓ/ም ናይ ሒሳብ መዝገብ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ:
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዕዳጋ ሓሙስናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ኣክሲዮን ኢንስቲትዩት ኒው ሚለንየም ብናይ ደገ ኣማኸርቲ ማሃንዲሳት ናይ ፐርፎርማንስ ኦዲት /Performance Audit ኣግቢሩ ሪፓርትን ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሰነዳትን መይላታትን ተጠቒሙ ተወሰኽቲ ናይ ምርመራ /ኢንቨስትገቲቨ/ ከግብር ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ኣክሲዮን ኢንስቲትዩት ኒው ሚለንየም ብናይ ደገ ኣማኸርቲ ማሃንዲሳት ናይ ፐርፎርማንስ ኦዲት /Performance Audit ኣግቢሩ ሪፓርትን ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሰነዳትን መይላታትን ተጠቒሙ ተወሰኽቲ ናይ ምርመራ /ኢንቨስትገቲቨ/ ከግብር ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደለ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደለ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዕዳጋ ሓሙስናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 12, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታፍረወይኒናይ ደኩመንት ዋጋ30.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ