ተዓፅዩ
ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደለ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።