ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓደዋ ናይ ጉደና መብራህቲ ፅገና street city pol maintenance ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓድዋ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።