ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ ዩኒዲፒ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ፖሊስ ትምህርቲ ጥዕና አገልግሎት ዝዉዕለ ምድብ ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ምድብ ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኦፍላ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።