ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ እታ ከተማ ዝጥቀማላ መሳርሒታት ኣቅሑት ሓይሊ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሃገረ ሰላም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።