Closed
ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሃገራይ ኣብ 2012ዓ/ም ዝሓዞ በጀት 2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅትን ቀወምትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝርገሐ ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ