ተዓፅዩ
ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ትርጉም ፅሑፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 29/07/2012ዓም ክሳብ 02/08/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 2, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ