ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክንዕድግስለዝደለየ እቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይከዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓዙ ከቅርብ
2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን
3 ቫት 15 ሚኢታዊ ብፍላይ ዝኮንኩም ብንፁር ምስ ቫቱ ዝሓወሰ
4 ፕሮፎማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 99 47