Closed
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሱሑል ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ሕትመታት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑታት /ስፔር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት ፣ መገጣጠሚ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ