ተዓፅዩ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ሕክምና ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ