Closed
ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅገና ግልጋሎት/ ኤሌክትሮኒክስ/ ን ክ/ከተማታትን ዞባን ቤት ፍርዲ ዝዉዕል ናይ ፅገና ኣጎልግሎት አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2013 10:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ