ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ካብ ኣፍሪካ ልማት ባንኪ ዝተመደበ በጀት ናይ ኔትዎርክ ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን
2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም 4፡00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69