ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2013 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2013 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 21, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/01/2013ጀሚሩ ክሳብ ዕለት22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 11፡00
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 5