Closed
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዱሽ ንዘስርሖ ዘሎ ሰርቪስ ገዛ ዘድልዩ ናይ ፊኒሽንግ ማተርያላት ሞራለ ፋሻ ቦርድ : ጉራንዳየ : ቆርቆሮ : ፕላስቲክ ኮርኒስ : ናይ ማዕፆ ብረት LTZ : ሴራሚክ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ