ተዘግቷል
ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዘካይዶ ህንፀት መንገድን ፅገናን መንገዲን አገልግሎት ዝዉዕሉ ማሽናት ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካራይን ከምእዉን ዘይጥቀመሉ ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ማተሪያላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
መዝግያ ቀን ጥሪ 13, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 13, 2016 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን