ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት /ሳሙና /ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2016 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
No | መፍለይ | ዝርዝር ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | Sample | ሳሙና 220 ግራም | ቁፅሪ | 400 | 2ይ ግዜ ዝወፀ |
1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 29/ 4/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት
3 ተወደዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክአለ ተወዳደሪ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ
4 ተወዳደርቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ንገዲ ዘፈርን /መቅረባይ/ ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ምስ አተወ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኮነ
6 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ስልኪ 0344416727