ተዓፅዩ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓተ ሓዲሽ ፀፀር መንገዲ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ካብ ሓፁር ሪፊራል ሆስፒታል ክሳብ ሃይላይ ወለንኪኤል ብደቀቅቲ አናእሸተይ ትካላት ማለት እዉን ሽርክና ማህበራት ብደረጃ 8 ኣናእሸተይ RC ወይድማ GC ኮንትራክተራት ብናይ UIDP በጀት አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

Daughters of Charity (Doc) desires to purchase Food item, Stationary, Sanitary, Furniture, Textile, Fibers & Yarns, Printing Service

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Thursday 01st, February 2024 3:00 pm (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንThursday 01st, February 2024 3:30 pm
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ጎማ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2016 3:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019