ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ ናይ ዘ/መ/ግ/ ከ/ መ/ከ/ስ/እቶት ግልጋሎት ክዕድግ ካብ ዕለት 29/04/2016ዓ/ም ብቑፅሪ 1566/ምከመ/03 ናይ መኪና ዘገልግል ስፔር ክዕደገሎም ኣፍሊጦምና ኣለዉ። በዚ መሰረት ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በ ዝተመዝገብኩም መቕረብቲ ስዒቦም ዝተቐመጡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንሕደም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ