Closed
ኣብ ወረዳ ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕ ንመሰረተ ልምዓተ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት አዉን ፈርኒቸት : ቶታለ ስቴሽን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ደገ መብራህቲ ማለት አዉን ፓዉዛ : ኣቅሑት ፅሬት : ዕጥቂ ስፖርትን ዝተፈላለዩ ናዉቲታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ