ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያትን ክልል ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2016 5:01 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ነዞም ኣቅሑት ክተቅርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ክሳብ 9/7/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2016 ዓም

3 (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

4 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

ተቁ

ዝርዝር ንብረት

ዝርዝረ መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ናይ ድ/ት ቤርንግ

90080 - 36206

ቁፅሪ

01

2

ኣከሰል ሲል LAN 25

90310 – T0006

ቁፅሪ

01

3

ግለዉ ፕላግ

19850 -54140

ቁፅሪ

04

መተሓሳሰቢ - 1 ተወዳደሪ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓለቲ እቲ ንብረት ከቅርብ አለዎ

2 ሰዓራይ ንዘሸነፎም ኣቀሑት ናብ ቤት ዕዩና ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ

3 ተወዳዳሪያ ዘቅርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ዉዕሊ የገልግል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s