ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያትን ክልል ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን መጋቢት 9, 2016 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 9, 2016 5:01 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ--
የተለቀቀበት ቀን

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ናይ ያሪስ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን መጋቢት 11, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 11, 2016 11:25 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ--
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ናይ ደግም ህንፀትን መእለይ ደረቅ ጎሓፍ ቀሺ ቤት ፅሕፈትን መካዝንን ምስርሕ ኣብ ክልል ትግራይን ንዝርከቡ ብርኪ 10 እናእሽትይ BC ወይድማ GC ብርኪ ትካል ስራሕ ፈቃድ ንዘለዎም ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን መጋቢት 23, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 23, 2016 3:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ-
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ካብ UIDP በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዴስክቶፕ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪን : ላፕቶፓትን: ፕሪንተራትን ኢሉዉን ፎቶ ኮፒ ማሽን : እስተሺነሪ : ፕሪንተር ቀለምን : ወረቀት ኮምፒተርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን መጋቢት 15, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 15, 2016 4:30 ጥዋት
ቦታሽራሮ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ20,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019