ተዓፅዩ

ኣብ ማእኸል ህንፀት መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም 3ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተመደበልና በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል /ንብረት/ዕድጊት ንምክያድ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርንቸር ኣቁሕትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 26, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 30000 ንፈርንቸር ኣቁሕት 15000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019