ተዓፅዩ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፍተርያ መስርሒ ገዛ፣ መብራህቲ ማይ፣ ወናብርን ካልኦትን ብነፃ ብምቕራብ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኸነ ዋጋን ብዕሬትን ከቕርቡ ዝኸእለ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ