ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳረሒ አቁሑት ክገዝእ_ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 17, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ናይ 2016 ዓም ምልክታ ፕሮፎርማ
➢ ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳረሒ አቁሑት ክገዝእ_ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ዞ
1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን መቕረባይነትን ዘለኩም
3. ናይ ግብሪከፈልቲመለለይቁፅሪቲንዝተመዝገብኩም
እንክተሎም መምርሒ
➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።
➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ካብ ዕለት 16--20/09/2016ዓ/ም ምሃብ ትክእሉ ።እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት20/09/2016ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ፣ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።
➢ ዝሳዓረ ተወዳዳራይ ንከቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ከቅርብ አለዎ ።
➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ።
➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ የገልግል