Closed
ጀነራል ሆስፒታል ዓዲግራት ንሆስፒሉ ዝዉዕሉ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝዝርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ን ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ