Closed
ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ወልካ ሓመድ ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ ብምፅዓን ብምጉዕዓዝን ንምልዓል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ