ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑት ክነወግድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2010 2:58 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,200.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

Mesfin industrial engineering PLC(MIE) intends to outsource construction of Concrete road in coal dumping area in mekelle messebo as per the attached bill of quantity and specification

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Friday 16th, March 2018 2:00 pm (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንFriday 16th, March 2018 2:30 pm
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ልማዓት ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብቲ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ጣብያታት ዕደጋ ሕበርት: ስምረት: ሰላም: ሕፃፅ :ማይ በርበረን 9 ናይ ሓባር ዒላ ኤሌክትሪኒክስ ኣቅሑት ኣብያት ፅሕፈተ ማለት እዉን ፈርኒቸር ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s