ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት በጀት ድጋፍ ናይ ጣብያት ዕደጋ ሕብረትን ማይ በርበር ማእከል መሰልጠኒ ሓረስቶት ብጋብዩን ሓፁር ንምስራሕን: ሰፈር ከፍቲ ሰፍር ንህቢ ሰፈር ደርሆ ንምስራሕ ናይ ጠብታት ዕደጋ ሕብረት ማይ በርበርን ሕፃፅ ማእከል መሰልጢ ሓረስቶት ጤለ በጊዕ ንምስራሕ ናይ ጣብያት ዕደጋ ሕብረትን ሰላምን ንእንስሳ መሐከሚ መቃፀሊ ገፀሓፍ ንምስራም ብናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ንዘለዎም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ60,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ትልሚ ዕብየት ሕርሻ ክልት ማለት እዉን AGP 2 ድጋፍ ናይ ከተማ ደደቢ ሐደ ናይ ዕደጋ ማእከል ሸደ ህንፃ ሐደ ሽቃቅ ሐድ ድማ ገዛ ወርዲያ ንምስራሕ ብናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ንዘለዎም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 22, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 22, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ጣብያታት ስምረት ሐደ ዕርዲ ሕብረት ሐደ ሰላም ክልተ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

Relif society of Tigray REST wants to make Bee Flora Mapping Study in Tigray Region

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Thursday 01st, March 2018 11:00 am (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንThursday 01st, March 2018 3:00 pm
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater Rewinding Armature Rewinding)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 29, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 30, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s