ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባልን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓከጅ ክልተ እብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፀፀር መንገዲ ከባቢ ቀበሌ 02 መቃብር ጠሊያን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 05 ካብ ኣቶ ኪዳነ ማሪያም ካሕሳይ ናብ ፊት ንፊት ዛላምበሳ ኮንደሚኒየም ብዉልቀ ዳእንተ ማለት እዉን ብሽርክና ብደረጃ 8 ደቀቀቅቲ ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ feed processing machine ( ናይ እንስሳ መቃናበሪ ምግቢ መሳርሒ ) ን 2010 ዓም በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ (Electronics materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s