Closed
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ም/ምትግባርን ሰፈር ልምዓት ፕላንን ቆፀራ ሃፍቲ መሬትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ