ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይበነትን ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 መቅረብቲ ካብ 20/04/2012 ክሳብ 22/04/2012 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/04/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
5 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380