Closed
ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጽያ ሃገረ ስብከት ዓዲ ግራት ዉቅሮ ቅድስት ማርያም ኢንስቲቱዩት ኮሌጅ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዉቕሮ ዝርከብ በዓል ሓደ ደብሪ ቤት ፅሕፈትን መምሃሪ ክፍልን ዝሓዘ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ንምስራሕ ደረጃ BC/GC 5ን ልዕሊኡ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ስራሕ ተቃረፅቲ ክትጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ