ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ቤት ማዛጋጃ G+3 ህንፃ ብመፍለይ ቁፅሪ ዕደጋ DLA/CW/DL/04/12 ፍልፍል መዘጋጃ ዝኮነ ፕሮጀክት ህንፀት ስራሕቲ BC/GC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ መኪና ጎማ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019