ተዓፅዩ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ባትርን ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ