ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/10/2011 ዓም ሰዓት 2:30 ክሳብ 17/10/2011 ዓም  ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30  ይክፈት

 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል

ዳለን

ጨረታ መደብ

s