ተዓፅዩ
ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን አብ መቐለን ከባቢኡን ንዝካየድ ፅንዓት ግልጋሎት ምኽሪ /ኮንሳልታንስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕን ዝዕደጉ ንብረታት በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ዝኮኑ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ